Fana: At a Speed of Life!

ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ንሰራዊት ምክልኻልን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ንሰራዊት ምክልኻልን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ዝውዕል ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ኣካዳሚ 10 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍርናሻት፣ ኣንሶላን ካልኦት ናውቲን ከምኡ እውን 4 ሚሊየን ብር ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣረኪቡ፡፡

ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ዝለገሱ እንትኾ፥ እቲ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፆም እውን ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.