Fana: At a Speed of Life!

ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ብዝተነበረ ዘይዕዉት ማዕቀብ ቀስብቐስ ትደሚ ኣላ – ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቀብ ንኸልዕል ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን ሓቲቶም፡፡

ቪክቶር ኦርባን÷ “እቲ ማዕቀቡ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠውከብል ዘይከኣለ ስለዝኾነ ንኣውሮፓ ካብ ምጉዳእ ወፃእ ዝረብሖ ነገር የለን” ኢሎም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒትር÷ ኣውሮፓ ቀስብቐስ እናደመየት ከምዝኾት ብምሕባር፤ ሩሲያ ግን በቲ ኩነታት እናተጠቐመት ከምዝኾት ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.