Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ልኡኻት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብመተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምብራቕ ኣፍሪካ ዳንኤል እንድሪስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም።

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ዝምልከት መብርሂ ሂቦም፡፡

ስለዝኸነ ድማ ብድርቂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ቅልጡፍ ሓገዝ ከምዘድሊን ኣብ ቀፃሊ ዝገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ እቶም ርእሰ መምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሰር ገፆም ገሊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.