Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሳዶካን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳዶካን ደበበ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣድናን ኣሕመድ  ዘቲዮም።

ኣይተ ሳዶካን ደበበ፥ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቀዋሚ ኮሚቴታት ማዕቐፋዊ ስምምዕነት ለውጢ ክሌማ ውሕመ ኢዮም ምስ እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ጊባኤ ለውጢ ክሌማ ንምስታፍ ዘኽእላ መድላው ጀሚራ ኢያ ኢሎም።

ኣብ ተሳትፎኣ ምስ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓለም ብቕርበትን ምድግጋፍን ንምስራሕ ዘለዋ ባህጊ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.