Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም።

ኣይተ ተወልደ፥ ብግሩፕ ንግዲ ኤኢን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዝተዳለወ ስነስርዓት ተረኺቦም ሽልማቶም ከምዝተቐበሉ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣህጉራዊ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ኣፍሪካ ንምምፃእ ኣብ ውሽጢ ኣፍሪካ ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ኣብ ምቅልጣፍ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቁልፊ ተዋሳኢ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.