Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኻዊ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዘየቋርፅ ምትሕብባር ልምዓት አመስጊኖም።

ኣብ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ይሳተፉ ዘለዉ ሳሊኒ ኢምፕሬጊሎ ኣብኢትዮጵያ ዝፈፀሞ ዓብዪ ስራሕቲ ህንፀት ንኢዶም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.