Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ሃን ዠንግ ዘቲዮም።

ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ናብ ንቡር ንምምላስን ፀገማት ንምቕራፍን ንዝግበር ፃዕሪ ቻይና እትገብሮ ደገፍ አመስጊኖም።

ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዝትግበሩ ጠቐምቲ እንፈታታት ብንቕሓት ናይ ምስታፍ ድልየት ከምዘለዋ ተዛሪቦም።

ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ኲናት ዝግበር እግሪ ምትካለን ዳግመ ህንፀትን ቻይና እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

ሃን ዠንግ ብግደኦም፥ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ስትራቴጂክ መሻርኽቲ ምዃነን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.