Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣምባሳደራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ገለፃ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣምባሳደራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ገለፃ ገይሮም።

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምምላእ ብሙሉእ ዓቕሙ እናተንቀሳቐሰ ከምዝኾነ ብምግላፅ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዕዉት ኩነታት ካብ ዝዛዘም ጀሚሩ ልዑል ምምሕያሽ ከምዝመፅአ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.