Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ  ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ  ኣብ ዘዳለዎ   መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ  ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ  ኣብ ዘዳለዎ   መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም።

እቲ መድረኽ ”ዓወት ዓድዋን ፓን ኣፍሪካዊነትን” ዝብል ርእሲ ከምዝነበሮ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው እውን ከምዝተሳተፋ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.