Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ።

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ንኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኮይኖም ንኸገልግል ዝመረፀ እንትኸውን፥ እቶም ርእሰ ምምሕዳር እውን ቃል ማሕላ ፈፂሞም፡፡

ብበርናባስ ተስፋዬን ብርሃኑ በጋሻውን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.