Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ኢያ – ወ/ሮ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ክንገብራ ኢና ክብላ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ “ሎሚ መዓልቲ ንመህነፂ ማእኸል ባህሊ ብሄረሰብ ጎፋ ዝውዕል 5 ሺሕ ካሬ ሜትሮ ኣረኪብና” ኢለን።

ኣዲስ ኣበባ ብሕብረ ቀለማት ዝደመቐት ተምሳሌት ንኡሽተይ ኢትዮጵያ ንምግባር ከምዝስራሕ እውን ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.