Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ኢቲ ኣብ ክልል ደቡብ ደቡብ ምዕራብ ሪጅን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኤል ኢቲ ኣብ ክልል ደቡብ ደቡብ ምዕራብ ሪጅን ኣጀሚሩ።

አገልግሎቱ በደቡብ ክልል ስድስት ከተሞችን ተጠቃሚ የሚያደርግ ሲሆን በወላይታ ሶዶ ከተማ በይፋ ተጀምሯል።

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ከተማታት ተረባሕቲ ዝገብር እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብዕሊ ተጀሚሩ።

ኣገልግሎቱ ዝተጀመረለን ከተማታት ድማ ወላይታ ሶዶ፣ ወልቂጤ፣ ጂንካ፣ ኣርባምንጭ፣ ቡታጅራን ሆሳዕንን ከይነን 600 ሺሕ ነበርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝግበር ከይዲ ምስፍሕፋሕ እቲ ኣገልግሎት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተዛሪበን።

ብሃይማኖት ኢያሱ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.