Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ግብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ገብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ መክትም ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።

ብሔራዊ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ለኸ ዕላዊ ስርሑ ምጅማሩን ትግበራ እቲ መድሕን ጥዕና ዓስራይ ዓመት ክብረ በዓል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።

ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ መንግስቲ ንናብራን ጥዕናን ዜጋታት ንምምሕያሽን ካብ ድኽነት ንምውፃእን ብዙሓት ስትራቴጂታት ቀሪፁ ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብዝሓ ሓረስቶት ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሓቁፍ መሳኒ ኣገልግሎት ተበፃሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም።

እዚ ድማ ብፍትሓዊነትን ተበፃሕነትን ዝማዕበለት ሃገር ንዝብህግን ተስፋ ዘለዎ ማሕበረሰብ ንምህናፅን ኣድላዪ ከምዘኾነ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.