Fana: At a Speed of Life!

ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀክት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ።

ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ዘተ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ናብቲ ፕሮጀክት ዝተሓወ3ሱ 72 ከተማታት ናብ ተግባር ምእታው ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ብምዝታይ ኣንፈት ከቐመጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድ፣ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.