Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባኤታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም።

ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዋ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስን ሳራ ጃኮፕስን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምዝታየን ይፍለጥ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ምስ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ምዝታየን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.