Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ድምፂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም በዛብህ ድምፂ ሂበን።

እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ወረዳ ኣበኮር ሸኪብ ጣቢያ መረፃ ማእኸል መናእሰይ ተረኺበን ድምፀን ዝሃባ እንትኾና፥ እቲ መረፃ ኣብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ እናተኻየደ ከምዝኾ ገሊፀን።

ህዝቢ እውን ብዘይ ዝኾነ ፅዕንቶ ድምፁ ንዝደለዮ ፓርቲ እናሃበ ከምዝርከብ እውን ተዛሪበን።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.