Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም።

“ካብ ቤተ ፈተና ናብ ኣዝርእቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዝተደለወ ኤግዚብሽን ግብርና ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተመሪቑ ምኽፋቱ ይዝከር።

ኣብቲ ዓውደ ርእይ፥ ስራሕቲ ምህዞ፣ ዲጅታላይዜሽንን ፋይናንስ ግብርናን ዝጠመተ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ንህዝቢ ምርኢት ቀሪቦም።

ብመሰረት እዚ ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.