Fana: At a Speed of Life!

ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ባንኪ ዓለም ገሊፁ።

ከም ፀብፃብ ባንኪ ዓለም እንተኾይኑ፥ እቲ ገንዘብ እኹል ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንመዕዳግን ንምክፍፋልን ዝውዕል ኢዩ፡፡

ብኻሊእ መዳይ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ትሑት ኣታዊ ንዘለወን ሃገራት ዓለም ኣብ ዝህበኦ ልቓሕ እዋን እፎይታ ክፍሊት ከናውሓ ከምዝግበአን ተገሊፁ፡፡

ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን፥ ኣብ ክታበት፣ ዕዳ፣ ኣብ ምንስዕራር ኢኮኖሚ፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ካልኦት ጉዳያትን ንምዝታይ ኣብዚ ሰሙን ክእከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.