Fana: At a Speed of Life!

ኤሎን መስክ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትዊተር ከምዝለቅቕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝዓደገ ቢሊየነር ኤሎን መስክ÷ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ።

ኤሎን መስክ እቲ ናይ ሓላፍነት ቦትኡ ንምልቃቕ ወሲኑ ዘሎ÷ ኣብቲ ትዊተር ገፅ “ንባዕለይ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከልዕል ዶ?” ዝብል ሕቶ ውሳነ ንኽወሃቦ ንተጠቀምቲ እቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ምስኣካፈለ ብዝተኣከበ ውፅኢት መሰረት ብምግባር ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ዝተኣከበ ውፅኢት ከምዘርእዮ 75 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ እቲ ቢሊየነር ካብ ሓላፍነቱ ንኽለቅቕ ድምፂ ሂቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.