Fana: At a Speed of Life!

ኤክስፖን ኤግዚብሽንን ኮንስትራክሽን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖን ኤግዚብሽንን ኮንስትራክሽን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ምስላጥ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝተዳለወ እነትኸወን፥ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታ ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።

ካብ 26 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኩባኒያታት ከምዝሳተፉ ድማ ተሓቢሩ።

ኣብ ዕብየት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ተመክሮ ንምርካብ፣ ኣብቲ ዓውዲ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንምፍላጥ ከምዝሕግዝ ተሓቢሩ።

ብለይኩን ኣለም

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.