Fana: At a Speed of Life!

ኤኮን ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ- ኣሜሪካዊው ድምፃዊ ኤኮን ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሩ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ፅንቶ ፈጠርቲ ኣርቲስታትን ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያታት ናብቲ ምንቅስቐስ እናተፀምበሩ ይርከቡ፡፡

ምስ እዚ ተተሓሒዡ ህቡብ ድምፃዊ ኢኮን ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያን፣ ኣፍሪካውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ሓዊሱ ንዓለም እናንቀሐ ዘሎ ምንቅስቓስ #የኣክል ብምድጋፍ፥ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ካብዚ ሓሊፉ ድማ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዘይተገበአ ፅዕንቶ ተቓዊሙ፡፡

ኤኮን ድምፃዊ፣ ፕሮዲውሰር ሙዚቃን ፈጣሪ ስራሕ ኣርቲስትን እንትኸውን፥ ሰለስተ ግዘ ንግራሚ አዋርድ ተሓፂዩ ኢዩ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.