Fana: At a Speed of Life!

ኤጀንሲታ ውሕመ 54 ሺሕን 400 ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲታ ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ዝተመዛበሉን ብሓደጋ ዝተጎድኡን ዜጋታት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዝውዕል ፕሮጀክት 18 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም።

ኣብ ክልቲአን ክልላት ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ÷ 54 ሺሕን 400 ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ፡፡

እቲ ፕሮጀክት ዕላዊ ዝገበሩ÷ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓ ስዊዘርላንድ (ኤስ.ዲ.ሲ)ን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ስዊድን (ሲዳ) ኢዮም፡፡

ለም ለኸ ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ)፣ ኣብ ውሕመ ፕሮግራም ሰብኣዊ ሰፈራ(ዩኤን-ሃቢታት)ን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)ን ምስቶም ኤጀንሲታት ብምውዳድ ነቲ ፕሮጀክት ከምዝድግፉዎ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.