Fana: At a Speed of Life!

እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ዓረብ- እስራኤል ርክበን ሓርፊፉ ዝፀንሓ እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን ተባሂሉ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኤሊ ኮኸንን ላዕለዎት ወተሃደራዊ መራሕቲን ምስ ኣቦ መንበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ዓብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ኣብ ካርቱም ዘቲዮም።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኤሊ ኮኸን ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን ኢሎም።

እቲ ስምምዕ ኣብ ሱዳን ስቪል መንግስቲ ምስተጣየሸ ዝኽተም ከምዝኾነ መሕባሮም ፍራንስ 24 ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.