Fana: At a Speed of Life!

እንግዶት ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ቅድመ ሐዚ ዘቕረቦም ቅዋማት ዝሓለወ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ሓበሬታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሂቡ።

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ዝመርሑ ኣካላት፣ ዕለትን ቦታን ብምግላፅ እቲ ዘተ ሰላም ንክጅመር ዕላዊ ፃውዒት ኣቕሪቡ ኣሎ ኢሉ።

እቲ እንግዶት ሕብረት ኣፍሪካ፥ መንግስቲ ቅድመ ሐዚ ዘቕረቦም ቅዋማት ዝሓለወ ከምዝኾነ ገሊፁ።

እቲ ዘተ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣደራዳሪነት ጥራሕ ንክኸውን ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ንክግበር መንግስቲ ቅዋሙ እንትገልፅ ከምዝፀንሐ ኣዘኻኺሩ።

ስለዝኾነ እቲ ጎንፂ ንምፍታሕ መንግስቲ ኩሉ ዓይነት ስጉምቲታት መፍትሒ ንምውሳድ እንትንቀሳቐስ ምፅንሑ ብምዝኽኻር፥ እዚ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.