Fana: At a Speed of Life!

እዋናዊ ሓበሬታ ምዝገባ መረፅቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 36 ሚሊየን 245 ሺሕ ሰባት ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ተመዝጊቦም።

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሚሊየን 451 ሺሕን 790 ሰባት ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ድማ 177 ሺሕን 519 ሰባት ተመዝጊቦም፡፡

ኣብ ክልላት ድማ፤ 326 ሺሕን ኣብ ክልል ዓፋር 1 ነጥቢ 714 ሺሕን 989፣ ኣምሓራ 5 ሚሊየን 966 ሺሕን 662፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 174 ሺሕን 768፣ ጋምቤላ 326 ሺሕን 648፣ ኦሮምያ 15ሚሊየን 938 ሺሕን 213፣ ሃረሪ 135 ሺሕን 584፣ ደቡብ 4 ሚሊየን 854 ሺሕን 588፣ ሲዳማ 1ሚሊየን 540 ሺሕን 889 ከምኡ እውን ኣብ ክልል ሶማሌ 3 ሚሊየን 963 ሺሕን 794 ሰባት ተመዝጊቦም፡፡

ብሓፈሻ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንምምራፅ ዝተመዝገቡ ሰባት ቁፅሮም 36 ሚሊየን 245 ሺሕን 444 በፂሑ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.