Fana: At a Speed of Life!

እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ-ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ ክብል ኢጋድ ኣፍሊጡ።

ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት እታ ሃገር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።

ኣቦ መንበር ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየው፥ እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ፖለቲካ መፍትሒ ንክረክብ ነቲ ጉዳይ ብቕርበት ይከታተሉ ከምዘለዉ ኣፍሊጦም።

ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ንምድኻም ዝግበር ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ኣጥቢቑ ከምዘውግዝ እውን ገሊፁ።

ኢጋድ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ንምድጋፍ፣ ሰላምን ዴሚክራሲን ህዝቢ ንምጥንኻር ድልዊ ከምዝኾነ ምርግጋፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.