Fana: At a Speed of Life!

እግሪ ዘይብላ ሬማ ተወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ መንዝ ማማ ምድር ምንም እግሪ ዘይብላ ሬማ ከምዝተወለደት ተገሊፁ።

እታ ሬማ ትማሊ ምሸት ኣብ ጣቢያ ጉርሜ እታ ወረዳ ከምዝተወለደት ተሓቢሩ፡፡

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እታ ወረዳ ኣይተ ሽፈራ ለማ፥ እታ ሬማ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምትርከብን ሰብ ዋናኣ ክንክን እናገበሩላ ከምዝርከቡን ገሊፆም።

ኣባጊዕ ካብ ዝምገበኦ ምግቢ ኬሚካል እንድሕር ሃሊዩ ከምዚ ዓይነት ኣፈጣጥራ ከጋጥም ከምዝኽእል ሰብ ሞያ እንስሳት ገሊፆም፡፡

ኣብቲ ዞባ ቅድም ክብል 5 ኣእጋር ዘለዋ ሬማ ተወሊዳ ከምዝነበረት ተሓቢሩ

ብኣበበ የሸዋልዑል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.