Fana: At a Speed of Life!

ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅአት ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ከምዝጀመረት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ።

እቲ ኣገልግሎት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ህፁፅ ፅገና እናገበረ ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ ክፍሊ ርክብ ህዝቢ ኣይተ ማህተሜ ኣለሙ ንፋና ብርድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም፡፡

ብመሰረት እዚ ከተማ ሸዋሮቢት ሙሉእ ብሙሉእ መብራህቲ ዝረኸበት እንትትከውን፥ ኣብ ከባቢ ደብረሲና ዝርከባ ኣርመኒያ፣ ኣስፍቸውን ጭራ ሜዳን ዝተብሃላ ቦታታት እውን መብራህቲ ረኺበን ኢየን።

ከተማ ደብረሲና መብራህቲ ንኽትረክብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ እውን እቶም መካየዲ ስራሕ ገሊፆም።

ብከድር መሓመድ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.