Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ዋሺንግተን ዲሲ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ዋሺንግተን ዲሲ ሙሪዬል ቦውዘር ዘቲየን።

እቲ ዘተ ኣብ ምጥንኻር ረክብ ከልቲአብ ከተማታት ዝጠመተ ኢዩ።

ስምምዕነት ኣሓት ኣዲስ ኣበባን ዋሺንግተን ዲሲን ናብ ተግባር ንክልወጥ ንምኽኣል ምልዛበን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.