Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ኢሬቻ “ሆረ ፊንፊኔ ” ብዝማዕረገን ዝደመቐን መገዲ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ “ሆረ ፊንፊኔ ” ብዝማዕረገን ዝደመቐን መገዲ ብሰላም ከምዝተኸበረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን።

ንመበል ራብዓይ ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ እቲ በዓል፥ ብሚሊየን ዝቑፀር ህዝቢ ከምዝተሳተፈ ሓቢረን።

እቲ በዓል ካብ ድርኡ ጀሚሩ ብዝማዕረገ ድባብ፣ ብልዑል ድምቀት፣ ብስምዕት ኣቀባብላ ጋሻ ባህላዊ ክብሩን ስርዓቱን ብዝሓለወ መገዲ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ከምዝተኸበረ ተዛሪበን።

ኣብቲ በዓል ዝነበረ ምትሕብባር ጎሊሁ ዝወፅኣሉ፣ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ሕብራዊነትን ደሚቑን ማዕሪጉን ዝወፅኣሉ ኣከባብራ በዓል ከምዝነበረ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.