Fana: At a Speed of Life!

ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ።

መዕፀዊ መርሃ ገብሪ ብድጋፍ ባንኪ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ 8 ዓማውቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ “ቦሌ ለሚ ሁለት” ን ቂሊንጦን እንትትግበሩ ዝፀንሑ ፕሮጀክትታት  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 10 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምርካብን እወንታዊ ግደ ነይርዎ ኢሎም።

ስለዝኾነ እቲ ፕሮጀክት ንክዕወት ደገፍ ንዝገበሩ ኩሎም ምስጋና ምቕራቦም ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.