Fana: At a Speed of Life!

ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ወርሒ ለካቲት ምስ መራፂ ማሕበረሰብ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ዝተልዓሉ ሕቶታት ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ናህሪ ናብራ ዘድሃበ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ እቶም ሕቶታትን ርእይቶታትን ብዝምልከት ፀብፃብ ድሕሪ ምቕራብ ምይይጥ ከምዝግበር ካብቲ ባይቶ ዝረኸብዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.