Fana: At a Speed of Life!

ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ-ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ።

እቲ ፓርቲ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብምውዛዕ ዝፍለጡ ሚዲያታት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት፣ ካብቲ ኣኼባ ዝተወሰደ ሓንቲ ቃል ዘይብሉ፣ ፕረዚዳንት ፓርቲና ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝገበርዎም ዘረባታት ዝተወሰዱ ቃላት ብምግጥጣም ዝተቐነባበረ ናይ ሓሶት ድምፂ ኢዩ ኢሉ።

ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ውሽጣውን ግዳማውን ሓይሊታት ካብዚ ንላዕሊ ሓሶታት ክፈጥሩ ከምዝኽእሉ እውን ተገሊፁ።

ምዕባለ ኢትዮጵያ ደው ምባል ኣይኮን ምዝንጋዕ ኣይከኣልን ኢሉ።

ፍልፍል፦ ማሕበራዊ ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.