Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝወደቑ ሓፂነመፂን ዝሰርሐ መንእሰይ 40 ጥይት ዝሕዝ ጦር መሳርሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብነት ወዳጀ ይበሃል፤ እዚ ወዲ 18 ዓመት መንእሴ ነባሪ ከተማ ጎንደር እንትኸውን፥ ካብ ቁልዕነቱ ጀምሪ ካብ ካርቶንን ካብ ዝወደቑ ነገራትን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ፈጠራ ይሰርሕ ነይሩ ኢዩ፡፡

እቲ መንእሰይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ልዕሊ ሃገር ብዝተኸፈተ ኩለመዳይ ኲናት ንምምካት ጦር መሳርሒ ኣድላዪ ኢሉ ብምእማኑ ካብ ዝወደቑ ሓፂኘመፂን ብምግጥጣም “ቺቺ” ኢሉ ዝሰየማ 40 ጠያይቲ ትሕዝ ጦር መሳርሒ ሰሪሑ ኣሎ፡፡

ኣብ ግምባር ዛሬማ ተረኺቡ ፈተነ ከምዝገበረላ እውን ተገሊፁ፡፡

ቅድሚ ሕዚ ሽጉጥ ሰሪሑ ዕዉት ፈተነ ምግባሪ እውን ተዛሪቡ፡፡

“ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቃሊስና ክሳብ መወዳእታ ክነወግዶ ኢና” ዝበለ መንእሰይ ኣብነት፥ እቲ መሳርሒ ነዚ ኣገልግሎት ንምውዓል ከምዝሓሰበ ገሊፁ፡፡

ሓገዝ ዝገብረሉ እንተረኺቡ ካብዚ ንላዕሊ ክሰርሕ ከምዝኽእል እውን ተዛሪቡ፡፡

ብሰላም ኣስመላሽ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.