Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕ ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕን 380 ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ።

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጰያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን www.mygerd.com ዝብል ድረ ገጽ ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ድረ ገፅ ዕላዊ ካብ ዝተገበረሉ ሰዓት ጀሚሩ ድማ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት እቲ ድጋፍ ከምዝተኣከበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.