Fana: At a Speed of Life!

ካብ ፍርያት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ  ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ ፍርያታት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣታዊ ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ካብ ዝተልኣኸ 88 ሺሕ ቶን ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እቲ ዝተረኸበ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ልዕሊ 144 ሚሊየን ዶላር ወሰኽ ከምዘርአየ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ሳህለማርያም ገብረመድህን ተዛሪቦም።

ኣብቲ ዓውዲ ዝተኻየዱ ምምሕያሻት ፖሊሲ ኣታዊ ንኽድንፍዕ ርኡይ ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከተ ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.