Fana: At a Speed of Life!

ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ክዋፈር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተፈላለዩ ቻናላት ቴሌቪዥን ንተረባሕቲ ኣገልግሎት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

እቲ ትካል ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ኢዩቴልሳት ሰነድ ስምምዕነት ዝኸተመ እንትኸውን፥ ፈነውኡ ብኢዩቴልሳት 7ሲ ቻናላት ከምዘመሓላልፍ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያውያን ብስሩዕን ዝለዓለ ፅርየትን ዝቐርቡ ኣስታት 50 ዝኾኑ ቻናላት ንምብፃሕ ምድላዋቱ ከምዝዛዘመ እውን ተገሊፁ።

እዚ ድማ ብሮድካስት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምዕባይን እቲ ቻናል ትሕቲ ሰሃራ ተበፃሕነቱ ንምስፋሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ዝሕግዞ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.