Fana: At a Speed of Life!

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ግመገማ ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ኣይተ ፍቓዱ ተሰማን ከምዝተረኸቡ ካብ ኦቢኤን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.