Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ።

እቲ ሓገዝ ዝተረከባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ÷ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ብቖራፅት እናተቓለሰ ንዝርከብ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዝተገበረ ሓገዝ ኣመስጊነን።

ሓላፊ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሲዳማ ኣይተ ኣሸናፊ ኤልያስ ብግደኦም÷ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ደጀንነትና ንምርኣይ 20 ሚሊየን ብር ገንዘብን 6 ሚሊየን ዝግመት ዓይነትን ሓገዝ ገይርና ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.