Fana: At a Speed of Life!

ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ ብዙሓት ኣካላት ተሳትፎ ከምዘድሊ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ሰብ ዋና ትካላት ንግዲ ሙሁራንን ክልል ትግራይ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ ብዙሓት ኣካላት ተሳትፎ ከምዘድሊ ኢዩ።

ስለዝኾነ ድማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ሰብ ዋና ትካላት ንግዲን ሙሁራትን ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ኣብ ኩነታት ክልል ትግራይን ኣድሂቦም ምዝታዮም ገሊፆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.