Fana: At a Speed of Life!

ክልል ደቡብ ንክልል ሶማሌ15 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዓይነትን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንክልል ሶማሌ15 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዓይነትን ሓገዝ ገይሩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፥ እቲ ሓገዝ ዘጋጠመ ድርቂ ካብ እንስሳት ሓሊፉ ንሰብ እውን እናጎድአ ስለዝኾነን ብሓሳብ ይኹን ብተግባር ኣለና ንምባልን ዝተገበረ ሓገዝ ከምዝኮነ ተዛሪቦም፡፡

እቲ ሓገዝ ናይ መጀመርታ ዙር ከምዝኾነ እውን ኣብሪሆም፡፡

ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብግደኦም፥ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ እዋናዊ ፀገም ንምፍታሕ ካብ ምሕጋዙ ሓሊፉ ኣብ ሞንጎ ህዝቢታት ክልላት ደቡብን ሶማሌን ዘሎ ፍቕሪን ምትሕግጋዝን ዝርኢ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ዘጋጠመ ሓደጋ ከቢድን ሰፊሕን ስለዝኾነ ድማ ምትሕግጋዝ ዘሓትት ኢዩ ኢሎም።

ብጌታሰው የሸዋስ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.