Fana: At a Speed of Life!

ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕን 151 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሔራዊ ባንክ ኣታዊ ምግባሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕን 151 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሔራዊ ባንክ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ ልምዓት መዓድንን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።

እቲ ኤጀንሲ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 10 ኣዋርሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡመድ ኡጁሉን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጊሙ፡፡

ኣብቲ እዋን ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብቲ ክልል ንብሄራዊ ባንኪ 1 ሺሕን 330 ኪሎ ግራም ወርቂ ኣታዊ ንምግባር ተሓሲቡ 1 ሺሕን 151 ኪሎ ግራምን 700 ግራምን ወርቂ ኣታዊ ከምዝገበረ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.