Fana: At a Speed of Life!

ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ኩዕሶ እግሪ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ሱዕዲ ዓረብ ፈሪሙ

እቲ ወዲ 37 ዓመት ካብ ማንችስተር ዩናይትድ ድሕሪ ምፍልላዩ ናብ ኣል ናስር ንምፅንባር ምውሳኑ ይዝከር።

ብመሰረት እዚ ኣብታ ጋንታ ንክልተ ዓማውቲ ዘፅንሖ ውዕል ዝፈረመ እንትኸውን፥ እቲ ክለብ 175 ሚሊየን ፓውንድ ዓመታዊ ክፍሊት ንምኽፋል ምስምዕምዑ ተገሊፁ።

ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ፃንሒት ክልተ ዓመት  ኣምባሳደር እታ ጋንታ ብምዃን ንምስራሕ ምስምዕምዑ ደይሊ ሜይል ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.