Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት  ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን።

ኣብቲ ዓውዲ ብመሰረት ዝተወሰዱ ምምሕያሻት ሕጊ፣ ለውጥታት ኣወዳድባን ኣሰራርሓን ኢሉ እውን ኣብ ክሊ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ዳያስፖራ መብርሂ ሂበን።
እቶም ዳያስፖራ ብውልቀን ሽርክናን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ገይረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.