Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ።

እቲ ኮሚቴ ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሐመድ ገሊፆም።

ሓላፍነት እቲ ኮሚቴ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ተግባር ግዕዚይና ክትትልን ምርመራን ምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት ዝተገበረ ክትትልን ምርመራን ተሳታፊ ብምዃን ዝተረኸቡ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ንክውሰድ እቲ ኮሚቴ ከምዝሰርሕ ካብ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.