Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ።

ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተጓደሉ ኣባላት ዝትክኡ ሓደሽቲ ኣባላት ብማእከላይ ኮሚቴ እቲ ፓርቲ ከምዝተመረፁ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣይተ ኣብዱ ሁሴንን ኣይተ ይርጋ ሲሳይን ናብቲ ኮሚቴ ብኣባልነት ከምዝተሓወሱ ተሓቢሩ።

እቶም ኣመራርሓ ናይ ነዊሕ እዋን ልምዲ ፖለቲካ ዘኻዕበቱን እቲ ፓርቲ ዝጀመሩ ሃገራዊ ሓቛፊ ጉዕዞ ምዕባለ ነክሕግዙ ዝተኣመነሎምን ከምዝኾኑ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.