Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከይዲ መረፃ ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከይዲ መረፃ ምግምጋሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

እቲ ግምገማ፥ ኣብ ምድላው ቅድመ መረፃ፣ እዋን መረፃ፣ ተሳትፎ ህዝቢን ብሓፈሻ ከይዲ እቲ መረፃን ዘድሃበ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ፅፎም፡፡

ምስ ሓፈሻዊ ከይዲ እቲ መረፃ ተተሓሒዞም ዝነበሩዎ ጥንኩራትን ድኹማትን ጎድኒታት ከምዝረኣየ ገሊፆም፡፡

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ብዛዕባ ዝግበኦም ጉዳያት ኣንፈት ከምዝተቐመጠ ኢዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፆም ዘለዉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.