Fana: At a Speed of Life!

“ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ ንኣቢያተ ትምህርቲ ዝኸውን መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታትን ምምሕደርን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ኣብ ስራሕቲ ቁፅፅር ግንዛብ ንምፍጣርን ዝሕግዝ “ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ መተግበሪ (ኣፕሊኬሽን) ዕላዊ ኮይኑ።

ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕናን ሚኒስቴር ትምህርቲን ዝተዳለወ እቲ መተግበሪ፥ መምርሒ መከላኸሊ ቫይረስኮሮና መሰረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ መተግበሪ ዳህሳስ ሕማማት፣ ስራሕቲ መረዳድኢን ተሳትፎ ማሕበረሰብን ከምኡ እውን ኣብ ኮሎም ብርኪታት ብዛዕባ ዘለዉ ሓላፍነታት ግንዛበ ዝህብ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.