Fana: At a Speed of Life!

ኮተቤ ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 526 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮተቤ ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 526 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

እቲ ዩንቨርስቲ ብምሸታዊ፣ ስሩዕ፣ ርሕቐት፣ ክረምትን ኤክስቴንሽንን መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ ዘመረቐ።

ብቐዳማይ ዲግሪ፣ ማስተርስን ለቨል 4ን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ድማ ተገሊፁ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣካቢ ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲ ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ፣ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ዲና ሙፍቲ፣ ቤተሰብ ተመረቕቲን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.