Fana: At a Speed of Life!

ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ብብር 35 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝሃነፆም ፕሮጀክታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ብብር 35 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝሃነፆም ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መስተ ማይ ኣመሪቑ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያን ተረኺቦም።

እቶም ፕሮጀክታት ንትካላት ጥዕናን ኣቢያተ ትምህርቲን ሓዊሱ 52 ሺሕን 400 ዜጋታት ተጠቀምቲ ከምዝገብሩ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.